መ ር ድ እ ንነዊሕ ዓመታት ኣባል ቤተክርስትያን ኪዳነምሕረት ቶሮንቶ ዝነበረት ኣዴናን ሓብትናን፡ ወ/ሮ ኣለም ኣስፍሃ፡ ረቡዕ ሚያዝያ (April) 29, 2020 ብምኽንያት ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያትና ኣላ። እዚ ዘሎናዮ ጊዜ ንሓዘንን ቀብርን ዘይፈቅድ ብምዃኑ ግን ኩልኻትኩም ምእመናንን ፈተውትን ኣብ ዘሎኹሞ ብጸሎት ክትዝክርዋን ኩነታት ምስ ኣፍቀደ ናይ ዝኽሪ (Memorial ) መደብ ክንገብር መደብ ከምዘሎን ንሕብር። ኣብዚ ሕማቕ እዋን ብቴሌፎንን ካልእ መራኸቢ መንገዲን ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ ንዝዀንኩም ከኣ ብልቢ ነመስግን። ስድራ ቤት። abba keflemariam Okbamichael View posts by abba keflemariam Okbamichael