|
ህጻናትና ናይ መጀመርታ ቅዱስ ቁርባን ተቐቢሎም
ኣብዚ ብግንቦት (May) 27, 2012 ዝተገብረ ስነ ስርዓት ንልዕሊ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ትምህርቲ ቅዱስ ቁርባን ክመሃሩ ዝሓገዩ ትሽዓት ህጻናት ብመምህሮም ወ/ት ናድያ ምሕረትኣብ ተሰንዮም ናብ ቤተክርስትያን ክኣትዉ እንከለዉ፣ ምእመናን ብመዝሙርን፣ እልልታን ጣቕዒትን ተቐቢሎሞም። ወ/ት ናድያ ነዞም ህጻናት ንናይ መጀመርያ ቅዱስ ቁርባን ከተዳሉ ግዜኣን ጉልበታን ዘበርከተት ኤርትራዊት ክትከውን እንከላ እዚ ድማ ንተኸታታሊ ክልተ ዓመታት ኢያ ትፍጽሞ ዘላ እሞ ዓቢ ምስጋና ይግበኣ። ንካልኦት መንእሰያት ድማ ኣብነት ክትከውን ከም እትኽእል ኣየጠራጥርን። ነዞም ህጻናት ዘቑረቡዎም ካህን ድማ ኣባ መስቀል ክኾኑ እንከለዉ ንህጻናትን ንወለድን እንቛዕ ደስ በለኩም ድሕሪ ምባሎም፣ ደቅና ብመንፈስ ክዓብዩ ምእንቲ ክኽእሉ ወለዲ ክርስትያናዊ ግቡእና ክንፍጽም ተላብዮም።
|
|
Read more...
|
|
Canadian Bill C-31
Prepared by: Simon Gebreselassie (Plight of Eritrean Refugee)
Ever since the conservative party won the majority in the last election, we have seen a number of pieces of legislation introduced and voted upon. Unfortunately some of this legislation passed with inadequate public consultation, or appropriate agencies were not consulted. In other cases, they were not given enough time to study the proposed legislation, and problems have resulted.
Let me give you some background to Bill C-31, the Immigration and Refugee act that the government introduced on Feb. 16, 2012.
This Bill will bring in a lot of legislation changes which affect immigrants and refugees who are seeking to come to Canada and also refugees who are here waiting for their claims to be heard or approved. It also changes the way family sponsorships are handled plus the ministerial powers have been altered as well. The minister will have a sole power to determine who are refugees - based on their country of origin – and the power to designate which country is deemed a safe country. While the Minister of Citizenship and Immigration claims that the announced changes will only deny services that are not included in basic care for Canadian, in fact they cut much deeper. One of the many changes that is being introduced is the Interim Health Program coverage for refugee claimants, protected persons and others, effect on June 30, 2012. From then on, and depending on their status, under rules for temporary federal health coverage a person will be eligible for basic and essential care only, treatment for conditions which pose a risk to public health and public safety, or no coverage at all.
|
|
Read more...
|
|
ክብሪ በዓል ማሪያም ደዓሪት ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ኣሜን
ብመም ኣምለሰት ተስፋይ
እቲ ኩሉ ዝከኣሎ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ቅነ በረኸትን ጸጋን ስለ ዝዀነ ሕጂ’ውን ኣብዚ ንግደት በዓል ኪዳነ ምሕረት፡ ካብ ርሑቕን ቀረባን ኣኻኺቡ ብስም ቅድስቲ ማሪያም ክነመስግኖ ዝሃበና ሕርየት ክብርን ስብሓትን ውዳሴን ዕብየትን ንዘልኣለም ኣለም ንዕኡ ይኹን። ኣሜን።
ኣብ ቤተክርስቲያን ቤተክህነት መዘምራን ምእመናን ምስ ተኣከብና፡ ኣዴታት እቲ ጥንታዊ ዝተገልጸትሉን ግዚያዊ ስእልን ኣምሪሔን ዕንባባ ሒዘን ባህላዊ ተሰሪሔን ሓደ ዝዓይነቱ ክዳን ተኸዲነን ክኣትዋ ከለዋ ብእልልታን ሐጎስን ተቐቢልናየን።
ኣቦና ኣባ ጳውሎስን ኣባ መስቀልን ኣብ መንበረ ታቦት ኮይኖም ኣባ ጳውሎስ ጸሎትን ቡራኬን ሂቦም። ቅዳሴ ብኣቦና ኣባ ጳውሎስ ተቐዲሱ እናትቀደሰ ከሎ ከኣ ብክልተ ደቂ ኣንስትዮ ወንጌል ተነቢቡ፡ (1ይቲ ራእይ ዮሓንስ ፡12፡ 1-9 ) እታ ሰበይትን ገበልን ዓቢይ ትእምርቲ ኣብ ሰማይ ተራእዩ ጸሐይ ዝተወንዘፈት ወርሒ ብእግራ ዝረገጸት፡ ንዓሰርተ ክልተ ከዋኽብቲ ከም ኣኽሊል ኣብ ርእሳ ዝደፍኤት ሓንቲ ሰበይቲ ተራእየት።
|
|
Read more...
|
Installation of the Youth Council
At their first meeting of the month on May 6, 2012, the Youth Group (YG) came together to elect their new council. The new council, together with the Chaplain and the Youth's Portfolio holder in the Chaplaincy Council, is responsible for the leadership and undertakings of the group for one full year.
|
|
Read more...
|
ሃሌ ሉያክብሪ በዓል ንግደትደብረ ምሕረት መድሃኔ ዓለምብመም. ኣምለሰት ተስፋይብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ አሜን።
ሰማይን ምድርን ዝርኤን ዘይርኤን ዝፈጠረ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብጸግኡን ብበረኸቱን ነዚ ዓቢ ክብሪ በዓል ንግደት መድሃኔ ዓለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ቶሮንቶ ካብ ርሑቕን ቀረባን ኣኻኺቡ ሓቢርና ከነብዕሎ ዝዓደለና ብኽብርን ብዕብየትን ንዘልዓለም ነመስግኖ።
ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ሲኖዳ ናይ ካናዳን ኣመሪካን ሃገረ ስብከት ሊቀ ጳጳስ ቀዳም ሚያዝያ ዕለት 5/2012 ካብ ኣመሪካ ተላዒሎም ኣብ ተሮንቶ መዕረፍ ነፈርቲ ኣብ ዝበጽሑሉ ጊዜ መራሕቲ ቤተክህነትን ዓበይቲ ምእመናን ከምኡ’ውን ኣቦ ወንበርን ሰበኻ ጉባኤን ብዓብይ ክብሪ ተቐቢሎሞም።
|
|
Read more...
|
|
|
|
|
|
|
Page 4 of 10 |