Home Articles
Articles
PDF Print E-mail
ሆሳዕና  በአርያም! ሆሳዕና!
ወተንሥአ እግዚአብሔር  ከመ ዘነቅሐ እምንዋም
ወከመ ኀያል ወሕዳገ ወይን

easter2.2015
easter5.2015
easter6.2015
easter8.2015
easter9.2015
eastera13.2015
hosanna.2015
hosanna2.2015
img_8094
img_8116
01/10 
start stop bwd fwd
 
PDF Print E-mail
ብዑዕ ኣቡነ ፍቕረማርያም፥ ጳጳስ ዘመንበረ ሰገነይቲ

ንበዓለ ትንሣኤ ክርስቶስ ዝለኣኽዎ መልእኽቲ

 
PDF Print E-mail

 

 
PDF Print E-mail
 
PDF Print E-mail

ዕቤት ኣብ ሕይወት ክርስትና - ራብዓይ ሰሚናር
መርሕነት ኣምላኽ
ብከመይ ኣብ ምቕባል መሪሕነት ኣምላኽ ንዓቢ?

መሪሕነት ኣምላኽ ንምርካብ ዚውሰዱ ስጕምትታት
መሪሕነት ኣምላኽ ኣለሊና ክንክእል ዚሕግዙና ስጕምትታት ኣለዉ፥ ንሳቶም ከኣ ጸሎትን መጽናዕቲ ቃል ኣምላኽን ኣስተንትኖን፦ ኣብ ውሽጢ ኣካል ክርስቶስ ምንባርንን፥ እምነትን፦ ትዕፍስትን ኢዮም።
ጸሎት
ሓደ ካብቶም ዝበለጸ ድምጺ ኣምላኽ ንምስማዕ ዘዕብዩና መንገድታት፥ መርሕነት ኣምላኽ ክንቅበል ብፍሉይ ክንጽሊ ከሎና ኢዩ። ክርስትያን ኣብ ሕይወቶም ፍሉይ መርሕነት ኣምላኽ ንዘድልዮ ነገርን (ንኣብነት ጸዋዕታኻ ምልላይ) ከምኡ’ውን ኣብ መዓልታዊ ውሳኔታቶም ጥበብ ምእንቲ ኪረኽቡን ኪጽልዩ ኣለዎም። ሓደ ሰብ ንሕይወቱ ኣምላኽ ኪመርሖ ብጸሎት ምድላይ እንተተለማሚዱ፥ ፍቓድ ኣምላኽ ብርግጽነት ንምፍላጥ ኪኽእል ኢዩ።
Read more...
 
«StartPrev12345678910NextEnd»

Page 1 of 15

Designed by: AB FUN