Home Contact Us
Contact Us
PDF Print E-mail
መደባት ቤተ ክርስትያና
ቅዳሴ ሰንበት፣ 12.00 ቀ። መንፈሳውያንን ሃገራውያንን በዓላት ቅዳሴ እንተሎ፥ ሰዓት 6.30 ድ.ቀ. ይግበር (ብሰንበት እንተ ዘይውዒሎም)

ሚሥጢረ  ኑዛዜ
ቀዳም 5.30—6.30 ድ. ቀ. ወይ ብቈጸራ

ሚሥጢረ ጥምቀት
ቀዳመይቲ ቀዳም ወርሒ
ቅድሚ ሓደ ወርሒ ምሕባር የድሊ
መሰናደዊ ትምህርቲ ኣብ 3ይቲ ዓርቢ ናይ ወርሒ።
ኣቦ/ኣደ ጥምቀት ካቶሊኽ ኪኸውን ኣለዎ።


ሚሥጢረ ተኽሊል
ቅድሚ ሓደ ዓመት ምሕባር የድሊ
ፍሉይ ትምህርቲ ምውሳድ ግድን እዩ።
ናይ ጥምቀትን ሜሮንን ካብ ካልእ ቃል ኪዳ ናጻምዃን ምስክር ወረቐት የድሊ

ምዝገባ ኣባልነት ኣብ ቍምስና
ምእመናን ናይ መርዓ፣ ጥምቀት ይኹን ካልእ ኣገልግሎታት ዚደልዩ ኣብ ቍምስና ተመዝጊቦም ኪጸንሑ ኣለዎም።  ናይ ምዝገባ ቅጥዕታት ካብ ቆመስ ወይ’ውን ሽማግለታት ቤተክርስትያን ኪርከብ ይከኣል።

ምብጻሕ ሕሙማት
ካህን ኣብዝተጸውዑሉ ንሕሙማት ኣብ ገዝዖም ወይ ኣብ ሆስፒታል ኪበጽሑዎምን ዝሓተትዎ ሚሥጢራት ኬብጽሑሎም ይኽእሉ ኢዮም። ምእመናን እውን ዚፈልጥዎም ካቶሊካውያን ሕሙማት እንተልዎም፥ ባዕላቶም በጺሖምዎን ኣጸናኒዕምን፥ ንካህን እውን ኬመልክቱ ሓደራ ይበሃሉ።

ካልእ መደባት
ልምምድ መዛሙር
ቀዳም 7.00 ድ.ቀ.ን ሰንበት 10፣30 ቅ.ቀ.ን
ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ
ቀዳም 2፥30-5፣30 ድ.ቀ
ትምህርቲ ክርስቶስ/መጽሓፍ ቅዱስ
ቀዳም 6፣30 - 7.00 ድ. ቀ.
ብርሃን ቶሮንቶን
ኣሮን ገብረሕይወት
ኪዳነ ምሕረት ወብ-ማስተር
ኤፍረም ተኪኤ

 

ኣገልገቲ ቤ/ክርስትያን ካህን፥ ኣባ ቪቶርዮ ማኅ. ን. ኣ. ካፑቺን


ሽማግለታት

ከሠተ ድራር

ዓንደማርያም ተስፋይ

ሓዳስ ኃይለሚካኤል

ኃይለ ገብረመስቀል

ፀሓይ ኣስፋሓ

ከመት ባህልቢ

ግንቦት ተስፋሚካኤል

ንኡስ  ኮሚቴታት

ሀ.  ሥርዓተ ኣምልኾ (ሓዳስ)

ያሬዳውያን መዘምራን (ኃይለ)

ዘመናዊ መዘምራን

ኣገልገልቲ መንበረ ታቦት

ለ.  መንፈሳዊ ምንቅስቓሳት (ኃይለ)

ትምህርቲ ክርስቶስ ንሕጻናት

ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ (ባህልቢ ተኽለ)

ሐ. መንእሰያት (ከመት)

ማኅበር መንእሰያት (ሀ)

ማኅበር መንእሰያት (ለ)

መ.  ኣገልግሎት  ርክባት (ፀሓይ)

ማኅበራዊ ጉዳያት

ሰላምን ፍትሕን ዕርቅን/ስደተይናታት

መንፈሳዊ  ጒስና (ኃይለ ገ. መስቀል)

መ.  ቍጠባዊ ጉዳያት (ግንቦት)

መዝገባት

ንብረት ቤተክርስትያን

 

ኣድራሻ ቤተክርስትያን / Chaplaincy Address

1277 St. Clair Avenue West
Toronto, Ontario   M6E 1B8

Telephoneስ: 416-653-2847/647-716-2847

Email: This e-mail address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it

 


Designed by: AB FUN