ካልኣይ ጉባኤ ካቶሊካዊት ኤጳርቅና ሰገነይቲ  - ቶሮንቶ ጥቅምቲ 2017

ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2017

5:00 ድሕሪ ቀትሪ  መኽፈቲ ጉባኤ ጸሎት - ብጹእ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ

5:00 - 5:30 ድሕሪ ቀትሪ  ሓፈሻዊ ኩነታት ኤጳርቅና ሰገነይቲን: ዝካየዱ ዘለዉ ምዕባለታትን

6:15 - 7:15 ምሸት  ጸሎተ-ኣስተንትኖ (REFLECTION)

 

ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2017

10:00 ቅድሚ ቀትሪ        መኽፈቲ ጸሎት ጉባኤ - ብጹእ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሓጎስ

10:00 - 12:00 ቀትሪ     ጸሎተ - ኣስተንትኖ - ብብጹእ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሐጎስ

12:00 - 1:30 ድ/ ቅትሪ፡             ናይ ምሳሕ ዕረፍቲ

1:30 - 2:30 ድ/ ቅትሪ፡ ብቪድዮ ዝተሰነየ ስእላዊ መግለጺ ንጥፈታትን ተልእኮታትን ኤጳርቕና ሰገነይቲ: ብብጹእ ኣቡነ ፍቅረማርያም ሐጎስ

2:30 - 3:15 ድ/ቅትሪ፡ ቦርድ ኤጳርቕና ሰገነይቲ ቅርጻዊ ምሕደራን፡ ተልእኮን፡ ዕላማን

3:15 - 3:45 ድ/ቅትሪ፡ ንጥፈታት ቦርድን፡ ሽማግለታትን ብዓለም ደረጃ

 

3:45 - 4፡15 ድ/ቅትሪ፡ ንጥፈታት ሽማግለታትን ምእመናንን ነበርቲ ቶሮንቶ

4:15 - 4:30 ድ/ቅትሪ፡ ዕረፍቲ (Coffee break)

4:30 - 5:00 ድ/ቅትሪ፡ ምሕደራ ገንዘብን ፡ ኣተሓሕዛኡን - እንጅነር ዘርኡ ኣማን

5:00 - 5:30 ድ/ቅትሪ፡ ንጥፈታት መንእሰያት ነበርቲ ካናዳ - ወኪል መንእሰይ ካናዳ

5:30 - 6:00 ምሸት ዘተን፡ ሓተታን፡ (Panel Discussion) ብብጹእ ኣቡነ ፍቅረን፥ ኣባላት ቦርድን

6:00 - 6:30 ምሸት ለበዋን : ምኽርን፡ መተባብዕን፡ ዘጠቃለለ ኣስተምህሮ - ብውሉደ ክህነት ፡ ኣቦታት፡ ኣደታት

6:30 - 7:30 ምሸት ጸሎተ-ኣስተንትኖ - ብብጹእ ኣቡነ ፍቅርማርያም ሓጎስ

ሰንበት - ጥቅምቲ 8, 2017

12፡00 ቀትሪ ቅዳሴ - ብብጹእ ኣቡነ ፍቅርማርያም ሓጎስ ይምራሕ።