ዝኽሪ ወርቃዊ ኢዮቤል ሕንጻ ቤተክርስትያን ርእሰ ኣድባራትን ዓመታዊ ክብረ በዓል ኪዲነምሕረትን ኣሥመራ

ጸብጻብ ኣከባብራ ዝኽሪ ወርቃዊ ኢዮቤል ሕንጻ ቤተክርስትያን ርእሰ ኣድባራትን
ዓመታዊ ክብረ በዓል ኪዲነምሕረትን ፡ ኣሥመራ

24 የካቲት 2020 ወይ ድማ ብግእዚዊ ኣቆጻጽራ 16 የካቲት 2012፡ ዒመታዊ ክብረ በዒል ቤተክርስትያን ርእሰ ኣድባራት ኪዲነ-ምሕረት ኢዩ ነይሩ። ናይ ሎሚ ዒመት ክብረ በዒል ፍሉይ ዜገበሮ ግና፡ ዜኽሪ ወርቃዊ ኢዮቤል እታ ሕንጻ ቤተክርስትያን እውን ስለ ዜነበረ ኢዩ። እዚ ሕጂ ዘላ ቤተክርስትያን ኪዲነምሕረት ብበዒለ ሚካኤል ሚያዜያ ናይ 1969 ዒ.ም.ፈ. ናይ ር.ሊ.ጳ. ልኡኽ ኣቡነ ዮሴፍ ሞዮሊ (ኑንስዮ) ኣብ ዜተረኽቡሉ ወግዒዊ ቡራኬ ተገይሩላ። እዙ ድማ እዙ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስእሊ፡ ኣብ ውሽጢ ቤተክርስትያን ተሰቒሉ ባዕሉ ዘዘንትዎ ኢዩ። ስለዙ እምበኣር ናይዙ ፍጻሜ 50 ዒመቱ ዒሚ (ሚያዜያ 2019 ልክዕ) ኢዩ ነይሩ። እንተኾነ፡ ብምኽንያት እዙ ወርቃዊ ኢዮቤል፡ እታ ኣዙያ ረሲሓ ዜነበረት ቤተክርስትያን ክትሕዯስ ብጹዕ ሊቀ ጳጳሳት ብ዗ውጽእዎ መዯብ መሰረት፡ እቲ ናይ ምሕዲስ መስርሕ ቁሩብ ጊዛ ስለ ዜመጠጠ ናብ ሎሚ ዒመት ተሰጋጊሩ።
[ምሉእ ትሕዝቶ]