ልደት
29 ታሕሣሥ 2011 ዓ.ም. (1/7/2019)
“በጎል ሰከበ በአጽርቅት ተጠብለለ እግዚእ ወመድኅን ቤዛ ኵሉ ዓለም ዮም ተወልደ”
ንባባት፡
ቲቶ 2፡11-14
1ዮሓ 4፡1-9
ግ.ሓ. 13:16-25
ሉቃ ስ 2፡1-14
ምስባክ፡
1. ወአነሂ በኲርየ እረስዮ፥ ወልዑል ውእቱ እም ነገስተ ምድር ወለዓለም አዓቅብ ሎቱ ሣህልየ። “አነ እውን በዅረይ ክገብሮ እየ ንሱ ኻብ ነገሥታት ልዕል ዝበለ ኺኸውን እዩ፥ ነቲ ዘተስፈኽዎ ምሕረት ንዘለዓለም ክሕልወሉ እየ፥ ኪዳነይ እውን ከጽንዓሉ እየ”
መዝ. 89፡27-28